ቀጻላይ ስራሕካ ከመይ ይሰርሕ

Step 1

ብተሌፎን ወይ ብኢመይል ርኸቡና።

Step 2

ቀጾሮ ንምሓዝ ክነዘራርበካ ኢና።

Step 3

ምስ ትግርኛ ዝዛረብ ሞያን ሞያዊ ኣሰልጣኒን ን30-60 ደቓይቕ ክትራኸብ ኢኻ።

 

ብኽብረትካ ኣብ ናይ ዋሽንግተን ስቴት ናይ ስረሕ ቆጸራ ደሕንነት ክፍሊ (Employment Security Department) ብዛዕባ ዝቐረቡ ናይ ስራሕ ምስኣን ጥርዓናት ብዝምልከት ዘህልውኻ ሕቶታት ክንምልስ ከምዘይንኽእል ክትርዳእ ኣለካ።

ርኸቡና

ኢመይል ስደዱልና እሞ ነዚ ዝስዕብ ሓበሬታ ኣካትቱ።

  • ሽም
  • ሹም ኣቦ
  • ቁፅሪ ተሌፎን
  • እንታይ ንኽትገብሩ ምእንቲ ክንሕግዘኩም ትደልዩ? (ብዛዕባ ስራሕ ኣልቦነት ጀምሩ፣ ስራሕ ድለዩ፣ ናይ ስራሕ ልምዲ/ናይ ደብዳቤ ሽፋን/ናይ ቃለ መሕትት ሓገዝ፣ ሓድሽ ናይ ስራሕ ክእለት ተምሃሩ፣ ወይ ካልእ)
  • ቆፀራኹም ተበፃሒ ንምግባር ብመሰረት ሕጊ ስንኩላን ኣሜሪካውያን (Americans with Disabilities Act፣ ADA) መንበሪ የድልየኩም ድዩ?

ብኢመይል ርኸቡና።

ቆጸራ ንምሓዝ ብተሌፎን ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ በጃኹም ብስልኪ (206) 657-6822 ደውሉ።

እቲ እትህቡዎ ሓበሬታ ምስጢራዊ ኮይኑ፣ ብዘይካ ምስቶም ብቐጥታ ኣብ’ቲ መደብ ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ኣይክካፈልን እዩ።

ቀጻሊ መደብ ስራሕኩም ምስ ሲያትል ጆብ ኢኒሸቲቭ፡ ፑጀት ሳውንድ እንኳዕ ብድሓን ተመለስኩም ማእኸል ፡ ከምኡ’ውን ህንጸት ድልድላትና ብምትሕብባር እዩ ።

ዝተተሓሓዙ ሊንክታት